ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ፍረ መንፈስ ኣምላኽ

ፍረ መንፈስ ኣምላኽ

ፍረ መንፈስ የሆዋ እንታይ እዩ፧ መንፈስ ቅዱስ ኪውሃበና እንተ ደሊናኸ ስለምንታይ ኢና ትሑታት ክንከውን ዘሎና፧

ገላ 5:22, 23፣ ያእ 4:6

  • ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦

    • መዝ 143:1, 4-11—ንጉስ ዳዊት ኣብ ትሕቲ ብርቱዕ ጭንቂ ዀይኑ ብዛዕባ ተግባራት የሆዋ ኣስተንተነ፡ መንፈስ ቅዱስ ኪውሃቦ እውን ጸለየ

    • ሉቃ 11:9-13—የሆዋ ነቶም ዚልምንዎ መንፈሱ ንምሃብ ፍቓደኛ ምዃኑ ንምጕላሕ፡ የሱስ ምሳሌ መሰለ