ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ትምህርቲ 2

ትምህርቲ 2

ጥቓ መርከብ ኖህ ካብ ዘለዉ እንስሳታት

ኣየኖት ይብሉ ውሕ ውሕ ኣየኖት ይብሉ እምባሕ፧

ሓጸርትን ነዋሕትን እንስሳታት ሳላ ኣብ መርከብ ኖህ ዝኣተዉ ቀጺሎም ብህይወት

ንጥፈታት

ንውሉድካ ኣንብበሉ፦

ዘፍጥረት 7:7-10፣ 8:15-17

ውሉድካ ናብዚ ዚስዕብ ነገራት ከም ዜመልክት ግበር፦

ድቢ ከልቢ ሓርማዝ

ዘራፍ ኣንበሳ ህበይ

ሓሰማ በጊዕ

ኣድጊ በረኻ ቀስተ ደበና

ውሉድካ ናይዞም ዚስዕቡ እንስሳታት ድምጺ ኸም ዚድሀ ግበር፦

ከልቢ ኣንበሳ ህበይ

ሓሰማ በጊዕ