ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ትምህርቲ 3

ትምህርቲ 3

ዳዊት ዓርኩ ኸም ዝሓመመ ሰምዐ።

ከምዚ ኸኣ በለ፦ ደብዳበ ኽጽሕፈሉ እየ

ንኸሐጕሶ እንተ ተሓጒሱ ኸኣ ሕማሙ ይፈዅሶ ክኸይድ እየ ነዛ ደብዳበ ኸብጽሓሉ ከም ዝፈትዎ ኸረጋግጸሉ ለውሃት እንተ ኣርኢኻ፡ ክልቴኹም ትሕጐሱ።

ንጥፈታት

ንውሉድካ ኣንብበሉ፦

1 ጴጥሮስ 3:8

ውሉድካ ናብዚ ዚስዕብ ነገራት ከም ዜመልክት ግበር፦

ገዛ ሰደቓ ዳዊት

ጸሓይ ዑፍ ኦም

ንውሉድካ ሕተቶ፦

ዝሓመመ ሰብ ትፈልጥዶ፧

እቲ ሰብ ምእንቲ ኺሕሾ፡ እንታይ ክንገብር ንኽእል፧