ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ትምህርቲ 6

ትምህርቲ 6

ንኣጻብዕትኻ ርኣዮ ኣንቀሳቕሶ ኣጻብዕ ኣእጋርካ

ናብ ኣእዛንካ ኣመልክት ድሕሪኡ ናብ ኣፍንጫኻ

ኣየ እዘን ኣእጋርካ ንጕያ ዚሕግዛኻ ንኽትዘልል ንኽትዕንድር ብሓጐስ ተፈንጪሕካ

ቅርብ እስከ በሊ ናብቲ መስትያት ገጽኪ

ኣፈጣጥራ የሆዋ ዜደንቕ ምዃኑ ርኣዪ ብዓይንኺ

ንጥፈታት

ንውሉድካ ኣንብበሉ፦

መዝሙር 139:14

ውሉድካ ናብዚ ዚስዕብ ነገራት ከም ዜመልክት ግበር፦

ኣጻብዕቱ ኣፉ ኣፍንጫኡ

ኣእዛኑ ኣጻብዕ ኣእጋሩ

ሕቡእ ነገራት ርኸብ።

ጃልባ ድሙ

ንውሉድካ ሕተቶ፦

ንዓይን ንዓኻን ዝፈጠረና መን እዩ፧