ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ጀምር

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ጀምር

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ክትፈትዎ ትኽእል ኢኻ! ንባብ ንምጅማር ዚሕግዝ እተወሰነ ሓሳባት ኣብዚ ኣሎ። ዚስሕበካ ርእሰ ነገር ምረጽ እሞ፡ ነቲ ኣብኡ እተሓበረ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብቦ።

ውሩያት ሰባትን ዛንታታትን

ንመዓልታዊ ናብራ ዚኸውን ጥበብ

ኣብዚ ዚስዕብ ሓገዝ ምስ ዜድልየካ፦

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እዚ ዚስዕብ እንታይ ይብል፧

ምኽሪ፦ ኣብ ከባቢ እዚ ኣብ ላዕሊ እተሓበረ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ሓሳባት ንምርኣይ፡ ንብምሉኡ ምዕራፍ(ፋት) ኣንብብ። በቲ ኣብ መወዳእታ እዛ ጽሕፍቲ ዘሎ፡ “ንንባብ መጽሓፍ ቅዱስካ ተኸታተሎ” ዘርእስቱ ሰሌዳ ጌርካ ንዅሉ እቲ ዘንበብካዮ ምዕራፋት ምልክት ግበረሉ። መዓልቲ መዓልቲ ኻብ መጽሓፍ ቅዱስ ንምንባብ ሸቶ ግበር።