ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሞት እንታይ እዩ?

ሞት እንታይ እዩ?

ሞት እንታይ እዩ?

15 ሰብ ምስ ሞተ ፣ ኣብ መሬት ይምለስ ። ድሕሪኡ ሃቐናኡ ስለ ዘጥፍአ ሓንቲ እኳ ኣይፈልጥን ። — መዝሙር 146 : 4

ምዉታት ኪዛረቡኹም ወይ ድማ ገለ ነገር ኪገብሩኹም ኣይኽእሉን እዮም ።— መክብብ 9 : 5, 10

16 እንተኾነ ብዙሓት መላእኽቲ ካብ ኣምላኽ ስለ ዓለዉ ። ከምቶም ዝሞቱ ሰባት ተመሲሎም ኬታልሉ ይፍትኑ ። ብሓቂ ከም ዘይንመውት ኬእምኑና ይደልዩ ።— ዘፍጥረት 6 : 1, 2 ፤ ይሁዳ 6

17 ስለዚ ፣ የሆዋ ኣምላኽ ኣብቶም ኣጋንንቲ ተባሂሎም ዘሎዉ እኩያት መላእኽቲ ክንእመን ኣይደልየናን እዩ ።— ዘጸኣት 22 : 18 ፤ ዘዳግም 18 : 10, 11 ፤ ዘዳግም 32 : 17

ኣብቶም ጠንቆልቲ ፣ ኣስማተኛታት ፣ መውደቕቲ ዛዕጎል ፣ መናፍስቲ ንጥይቕ ኢና በሃልቲ ክንውከል ኣይደልየናን እዩ ።— ገላትያ 5 : 19 – 21