ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣምላኽ ንሓንቲ እክይቲ ዓለም የጥፍኣ

ኣምላኽ ንሓንቲ እክይቲ ዓለም የጥፍኣ

ኣምላኽ ንሓንቲ እክይቲ ዓለም የጥፍኣ

18 ዘርኢ ኣዳም እናበዝሑ ኸዱ ። ዓመጸኛታት ከኣ ኮኑ ። ኣምላኽ ድማ ኬጥፍኦም መደበ ።— ዘፍጥረት 6 : 1, 5, 7

19 እንተኾነ ኖህ ዝበሃል ሰብኣይ ጻድቕ ነበረ ።— ዘፍጥረት 6 : 8, 9

የሆዋ ኣምላኽ ነቶም እኩያት ሰባት ኬጥፍእ ከሎ ንሱን ስድራ ቤቱን ዝድሕኑላ ሓንቲ ዓባይ ጃልባ ኪሰርሕ ንኖህ ነገሮ ። እዛ ጃልባዚኣ ፣ ቅርጻ ከም ሓደ ዓቢ ሳጹን ይመስል ነበረ ። መርከብ ከኣ ተባህለት ።— ዘፍጥረት 6 : 13, 14

20 ኣብታ መርከብ ብዙሓት በብዓይነቶም እንስሳታት ኣተዉ ። — ዘፍጥረት 6 : 19 – 21

21 የሆዋ ሓደ ብርቱዕ ዝናም ኣዝነመ ። ኩሎም እኩያት ሰባት ከኣ ሞተ ። እቶም ኣብ መርከብ ዝነበሩ ግና ደሓኑ ። ስለምንታይ ምዃኑኸ ትፈልጡዶ ?—ዘፍጥረት 6 : 17 ፤ ዘፍጥረት 7 : 11, 12, 21 ፤ 1 ጴጥሮስ 3 : 10 – 12