ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ቀዳማይ ክፋል

“ሰማያት ተኸፍተ”

“ሰማያት ተኸፍተ”

ህዝቅኤል 1:1

ኣትኵሮ፦ ብዛዕባ የሆዋ እተራእየ ራእያት

ነቲ ዅሉ ዚኽእል የሆዋ ኣምላኽ ርእዩ ብህይወት ኪነብር ዚኽእል ሰብ የልቦን። (ዘጸ. 33:20) የሆዋ ግና ንህዝቅኤል ብዛዕባ እቲ ሰማያዊ ኽፋል ውድቡ ዚገልጽ ራእያት ኣርኣዮ። እዚ ራእያት እዚ ኸኣ ኣኽብሮታዊ ፍርሃት የሕድረልና፡ ነቲ ሓደ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ምምላኽ ክብሪ ኸም ዝዀነ ብዝያዳ ኽንግንዘብ ድማ ይሕግዘና።

ኣብዚ ኽፋል እዚ

ምዕራፍ 3

“ራእያት ኣምላኽ ረኣኹ”

ህዝቅኤል ዝረኣዮ ቐዳማይ ራእይ ኣዝዩ መሳጢ እዩ። ሎሚ ንዘለዉ እሙናት ኣገልገልቲ ኣምላኽ ዓብዪ ትርጉም ኣለዎ።

ምዕራፍ 4

“እቶም ኣርባዕተ ዝገጾም ህያዋን ፍጡራት” መን እዮም፧

የሆዋ ነቲ ኺርድኣና ዘይክእል ዝነበረ ዘይርአ ነገራት ከነስተውዕል ንምሕጋዝ፡ ንህዝቅኤል ራእይ ኣርእይዎ እዩ።