ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሳጹን ትምህርቲ 8ሀ

መሲሓዊ ትንቢት—ግርምቲ ኦም ቄድሮስ

መሲሓዊ ትንቢት—ግርምቲ ኦም ቄድሮስ

ህዝቅኤል 17:3-24

  • 1. ነቡካድነጻር ንዮያኪን ናብ ባቢሎን ወሰዶ

  • 2. ነቡካድነጻር ንጼዴቅያስ ኣብ ዝፋን የሩሳሌም ኣንበሮ

  • 3. ጼዴቅያስ ካብ የሆዋ ዓለወ፡ ወተሃደራዊ ሓገዝ ንምርካብ ድማ ናብ ግብጺ ተጸግዐ

  • 4. የሆዋ ንወዱ ኣብቲ ሰማያዊ ኸረን ጽዮን ተኸሎ

  • 5. ኣብ ትሕቲ ጽላል ግዝኣት መንግስቲ የሱስ፡ እዙዛት ሰባት ብደሓን ኪነብሩ እዮም