ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሳጹን ትምህርቲ 12ሀ

ምልጋብ እቲ ኽልተ ዕንጨይቲ

ምልጋብ እቲ ኽልተ ዕንጨይቲ

የሆዋ ንህዝቅኤል፡ ክልተ ዕንጨይቲ ወሲዱ፡ ኣብቲ ሓደ “ንይሁዳ፡” ኣብቲ ሓደ ኸኣ፡ “ንዮሴፍ እቲ ዕንጨይቲ ኤፍሬም” ኢሉ ኺጽሕፍ ኣዘዞ።

“ንይሁዳ”

ብግዜ ጥንቲ

ብኽልተ ነገድ ዝቘመት መንግስቲ ይሁዳ

ኣብዚ ግዜና

ቅቡኣት

“ንዮሴፍ እቲ ዕንጨይቲ ኤፍሬም”

ብግዜ ጥንቲ

ብዓሰርተ ነገድ ዝቘመት መንግስቲ እስራኤል

ኣብዚ ግዜና

ካልኦት ኣባጊዕ

“ኣብ ኢድካ ሓደ ዕንጨይቲ ምእንቲ ኪኸውን”

ብግዜ ጥንቲ

537 ቅ.ክ. ናይ ሓቂ ኣምለኽቲ ኻብ ኣህዛብ ተመሊሶም ንየሩሳሌም ዳግም ሃነጽዋ፣ ኣብ ኣምልኾ ድማ ሓደ ዀኑ።

ኣብዚ ግዜና

ካብ 1919 ንደሓር፡ ህዝቢ ኣምላኽ ኪውደቡን ከም “ሓደ መጓሰ” ዀይኖም ኬገልግሉን ጀመሩ።