ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሳጹን ትምህርቲ 6ሀ

“ርእስኻን ጭሕምኻን ተላጸ”

“ርእስኻን ጭሕምኻን ተላጸ”

ህዝቅኤል ነቲ ድሕሪ ሓጺር እዋን ኣብ የሩሳሌም ዚኸውን ነገራት ብተዋስኦ ኣቕረቦ

  • “ተላጸ”

    ኣይሁድ ይጥቅዑን ይድምሰሱን

  • “ክትመዝኖን ክትመቕሎን”

    እቲ ፍርዲ ዀነ ተባሂሉ ብእተማልአ መገዲ ይፍጸም

  • “ኣንድዶ”

    ገሊኦም ኣብታ ኸተማ ይሞቱ

  • “ውቕዓዮ”

    ገሊኦም ካብታ ኸተማ ወጻኢ ይቕተሉ

  • “ፋሕ ኣብሎ”

    ገሊኦም የምልጡ፡ ሰላም ግና ኣይረኽቡን

  • “ጠቕልሎ”

    ገሊኦም ምሩኻት ናብ የሩሳሌም ይምለሱ፡ ንጹህ ኣምልኾ ኸኣ ይዕቀብ