ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሳጹን ትምህርቲ 11ሀ

ገሊኦም ኣብነታውያን ሓለውቲ

ገሊኦም ኣብነታውያን ሓለውቲ

እዞም ሓለውቲ እዚኦም፡ ንተቓውሞ ሰጊሮም፡ ብተኣማንነት ጸኒዖም፡ መጠንቀቕታታትን ብስራትን ድማ ኣዊጆም እዮም።

ኣብ ጥንታዊት እስራኤል

  • ኢሳይያስ 778-ከ. 732 ቅ.ክ.

  • ኤርምያስ 647-580 ቅ.ክ.

  • ህዝቅኤል 613–ከ. 591 ቅ.ክ.

ኣብ ቀዳማይ ዘመን

  • ዮሃንስ መጥምቕ 29-32 ድ.ክ.

  • የሱስ 29-33 ድ.ክ.

  • ጳውሎስ ከ. 34–ከ. 65 ድ.ክ.

ኣብ ግዜና

  • ቻርለስ ቴዝ ራስልን ብጾቱን ከ. 1879-1919

  • እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ 1919–ሎሚ