ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሳጹን ትምህርቲ 5ሀ

“ኣታ ወዲ ሰብ፡ ነዝስ ትርእዮዶ ኣለኻ፧”

“ኣታ ወዲ ሰብ፡ ነዝስ ትርእዮዶ ኣለኻ፧”

እቲ ህዝቅኤል ኣብቲ ኣጸድን ኣብታ ቤተ መቕደስን ዝረኣዮ ኣርባዕተ ፍንፉን ነገራት። (ህዝ. 8:5-16)

1. ምስ ኣምልኾ ጣኦት እተተሓሓዘ ምልክት ቅንኢ

2. 70 ዓበይቲ ንናይ ሓሶት ኣማልኽቲ ዕጣን ይዓጥኑ

3. “ኣንስቲ . . . ንተሙዝ ኣምላኽ ኪበኽያሉ”

4. 25 ሰብኡት ናብ “ጸሓይ ይሰግዱ”