ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሓምሻይ ክፋል

“ኣነ . . . ኣብ መንጎኦም ክነብር እየ”—ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ ተመሊሱ

“ኣነ . . . ኣብ መንጎኦም ክነብር እየ”—ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ ተመሊሱ

ህዝቅኤል 43:9

ኣትኵሮ፦ መዳያት እታ ብራእይ እተራእየት ቤተ መቕደስን እዚ ብዛዕባ ንጹህ ኣምልኾ ዚህቦ ትምህርትን

የሆዋ ንነብዪ ህዝቅኤልን ንሃዋርያ ዮሃንስን፡ ኣጸቢቑ ዚመሳሰል ራእያት ሂብዎም እዩ። ገሊኡ መዳያት እቲ ራእያት፡ ኣገዳሲ ትምህርትታት ይህበና እዩ። እዚ ኸኣ ሕጂ ንየሆዋ ብቕቡል መገዲ ኸነምልኾ የኽእለና፣ ኣብ ትሕቲ እታ መንግስቲ ኣምላኽ እተመሓድራ ገነት ድማ ህይወት ከመይ ከም ዚመስል ሓበሬታ ይህበና።

ኣብዚ ኽፋል እዚ

ምዕራፍ 19

“እቲ ውሒዝ ኣብ ዚኸዶ ዘበለ ድማ፡ ኵሉ ብህይወት ኪነብር እዩ”

እቲ ህዝቅኤል ብራእይ ካብታ ቤተ መቕደስ ኪውሕዝ ዝረኣዮ ውሒዝ ብኸመይ እዩ ጥንትን ኣብዚ ግዜናን ኣብ መጻእን ዚፍጸም፧

ምዕራፍ 20

“ነታ ምድሪ ርስቲ ጌርኩም ክትመቕልዋ ኸለኹም”

ኣምላኽ ብራእይ ኣቢሉ ንህዝቅኤልን ነቶም ምስኡ ዝነበሩ ምሩኻትን፡ ምድሪ ተስፋ ንነገዳት እስራኤል ኪመቕልዋ ኣዚዝዎም እዩ።

ምዕራፍ 21

“ስም እታ ኸተማ፡ የሆዋ ኣብኣ ኣሎ ኪኸውን እዩ”

ካብቲ ህዝቅኤል ዝረኣዮ ራእይ እታ ኸተማን ካብቲ ትርጉም ዘለዎ ስማን እንታይ ንምሃር፧

ምዕራፍ 22

“ንኣምላኽ ደኣ ኣምልኮ”

እዛ መጽሓፍ እዚኣ፡ ንየሆዋ ኣምላኽ በይኑ ኸነምልኾ ዝገበርናዮ ቘራጽነት ከተደልድለልና ተባሂላ እያ ተዳልያ።