ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ነዛ ብሮሹር እዚኣ ብኸመይ ከም እትጥቀመላ

ነዛ ብሮሹር እዚኣ ብኸመይ ከም እትጥቀመላ

ነዛ ብሮሹር እዚኣ ብኸመይ ከም እትጥቀመላ

እዛ ብሮሹር እዚኣ መጽሓፍ ቅዱስ ንምጽናዕ ክትሕግዝ ኢያ ተዳልያ። ኣጠቓቕማኣ ከመይ ኢዩ፧ እዚ ዝስዕብ ፕሮግራም ክትስዕብ ሓሳብ ነቕርበልካ:- ኣብ መጀመርታ ናይ ነፍሲ ወከፍ ትምህርቲ ሕቶታት ኣሎ። ድሕሪ ነፍሲ ወከፍ ሕቶ እቲ መልሲ ክትረኽበሉ እትኽእል ናይ ሕጡብ ጽሑፍ ቍጽሪ ኣብ ሓጹር ኣሎ። መጀመርታ ነቲ ሕቶታት ኣንብቦ። ብዛዕብኡ ሕሰብ። ድሕርዚ ንነፍሲ ወከፍ ቍጽሪ ኣንብቦ: ነቲ ጥቕስታት ድማ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስካ ገንጺልካ ርኣዮ። ሓንቲ ትምህርቲ ምስ ወዳእካ ናብቲ ሕቶታት ተመሊስካ ንነፍሲ ወከፍ ሕቶ መጽሓፍ ቅዱስ ዝህቦ መልሲ እንታይ ምዃኑ ክትዝክር ፈትን። ነታ ብሮሹር ብምልእታ ምስ ወዳእካያ: ንድሕሪት ተመሊስካ ንዅሉ እቲ ሕቶታት ድገሞ።