ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ገነት ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ንበር

ኣብ ገነት ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ንበር

ኣብ ገነት ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ንበር

ከምዚ ዝኣመሰለ ምልኩዕ ከባቢታት ንዘለኣለም ናትካ ክኸውን ይኽእል ኢዩ! እንተዀነ ግን: ንኽትረኽቦ እንታይ ክትገብር ይግብኣካ፧ እቲ መልሲ ኣብ ሓደ ፍሉይ ዓይነት ፍልጠት እተመርኰሰ ኢዩ። ብፍልጠት ኣምላኽ ክትዓቢ ከድልየካ ኢዩ። እዛ ናብ ዘለኣለማዊ ህይወት ዝመርሕ ፍልጠት ዘርእስታ 192 ገጻት ዘለዋ መጽሓፍ: ነቲ ኣብ ገነታዊት ምድሪ ንዘለኣለም ንምንባር ዘድልየካ ሓበሬታ ክትህበካ ኢያ። ቅዳሕ ናይዛ መጽሓፍ እዚኣ ምስ እትደሊ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣድራሻታት ተጠቒምካ ናብቲ ዝቐርበካ ጽሓፍ።