ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

“በቲ እተማሃርካዮ ቀጽል።”

“በቲ እተማሃርካዮ ቀጽል።”

“በቲ እተማሃርካዮ ቀጽል።”

እዚ ሓሳባት እዚ ኢዩ ሃዋርያ ጳውሎስ ነቲ መንእሰይ ጢሞቴዎስ ዝጸሓፈሉ። (2 ጢሞቴዎስ 3:​14 ትሓዓ) ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ምስ ኣንበብካያ: እቲ ኣምላኽ ነቶም ዘፍቅርዎ ኣንቢሩሎም ዘሎ ብዙሕ ሰናይ ነገራት ፈሊጥካ ኣሎኻ። እንተዀነ ግና ብመንፈሳዊ መንገዲ ምዕባይ ክትቕጽል ከድልየካ ኢዩ። እቲ ዘድልየካ ሓገዝ ዘይረኸብካ እንተ ደኣ ኴንካ: ናይ የሆዋ መሰኻኽር ክሕግዙኻ ሕጕሳት ኢዮም። ስለዚ: ተወሳኺ ሓበሬታ ወይ ድማ ሓደ ካብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ቤትካ መጺኡ ብናጻ ስርዓታዊ መጽናዕቲ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ክገብረልካ ንምሕታት: በዚ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ኣድራሻታት Watch Tower ኢልካ ጽሓፍ።