ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
  1. ትብዓት ኪህበና ብምትእምማን ንየሆዋ ኽንሓትቶ እንኽእል ስለምንታይ ኢና፧ (መዝ. 138:3)

  2. ከምቶም ጥንቲ ዝነበሩ እሙናት ኣገልገልቲ ኣምላኽ ተባዓት ክንከውን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ግብ. 4:31)

  3. ኣብ ኣገልግሎት ክንተብዕ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (1 ተሰ. 2:2)

  4. ጸቕጢ ኺወርደና ኸሎ፡ ብትብዓት ስጕምቲ ኽንወስድ ዜኽእለና እንታይ እዩ፧ (1 ጴጥ. 2:21-23)

  5. ክርስትያናዊ ትብዓትና እንታይ ዓስቢ የምጽእ፧ (እብ. 10:35)