ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ተባዓት ኩኑ!

ተባዓት ኩኑ!

መዝሙር 138:3

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:30 ሙዚቃ

  • 9:40 መዝሙር ቍ. 73ን ጸሎትን

  • 9:50 የሆዋ የትብዓና

  • 10:05 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ተባዓት ኩኑ

    • ከም ሄኖክ

    • ከም ሙሴ

    • ከም ዮሳፋጥ

    • ከም ጴጥሮስ

  • 11:05 መዝሙር ቍ. 69ን ምልክታታትን

  • 11:15 ኣብ ኣገልግሎት ትብዑ

  • 11:30 ወፈያን ጥምቀትን

  • 12:00 መዝሙር ቍ. 48

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:10 ሙዚቃ

  • 1:20 መዝሙር ቍ. 63ን ጸሎትን

  • 1:30 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኣብ ጐድኒ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ቑሙ

  • 2:00 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ

  • 2:30 መዝሙር ቍ. 76ን ምልክታታትን

  • 2:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ጸቕጢ ኺወርደኩም ከሎ፡ ንትብዓት ክርስቶስ ቅድሕዎ

    • ኣብ ስድራ ቤት

    • ኣብ ቤት ትምህርቲ

    • ኣብ ስራሕ

    • ኣብ ሕብረተ ሰብ

  • 3:40 ትብዓትኩም ‘ብዙሕ ዓስቢ ኣለዎ’

  • 4:15 መዝሙር ቍ. 119ን ጸሎትን