ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
  1. ብርታዐን ሓይልን ንምርካብ ናበይ ኢና ኽንጥምት ዘሎና፧ (እያ. 1:9፣ መዝ. 68:35)

  2. ብቐጻሊ ድልድልቲ እምነት ክንሃንጽ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (እብ. 11:6)

  3. ኣብቲ የሆዋ ዝሃበና ዕዮ ኸም እንዕወት ክንተኣማመን እንኽእል ስለምንታይ ኢና፧ (ሃጌ 2:4-9)

  4. ከቢድ ፈተና ኼጋጥመና ኸሎ፡ የሆዋ ብኸመይ የበርትዓና፧ (መዝ. 18:6, 30፣ ቈሎ. 4:10, 11፡ እ.ጽ.)

  5. መንእሰያትን ሰብ ሓዳርን ንልዑላውነት የሆዋ ንምድጋፍ እንታይ ኪሕግዞም ይኽእል፧ (ማቴ. 22:37, 39)

  6. ‘ብእምነት ክንጸንዕን ክንብርትዕን’ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (1 ቈረ. 16:13፣ ሮሜ 15:5፣ እብ. 5:11–6:1፣ 12:16, 17)