በርትዑ!
ቅድሚ ቐትሪ
-
9:40 ሙዚቃ
-
9:50 መዝሙር ቍ. 38ን ጸሎትን
-
10:00 የሆዋ—ምንጪ “ብርታዐን ሓይልን”
-
10:15 በርትዑ—እምነትኩም ህነጹ
-
10:30 በርትዑ—ብቕንኣት ስበኹን ምሃሩን ኣሰልጥኑን
-
10:55 መዝሙር ቍ. 7ን ምልክታታትን
-
11:05 ካብ ድኻም በርትዑ!
-
11:35 ወፈያን ጥምቀትን
-
12:05 መዝሙር ቍ. 79
ድሕሪ ቐትሪ
-
1:20 ሙዚቃ
-
1:30 መዝሙር ቍ. 102
-
1:35 ተመክሮታት
-
1:45 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ
-
2:15 ዓውደ መጽናዕቲ፦ በርትዑ—ልዑላውነት የሆዋ ደግፉ
-
መንእሰያት
-
ሰብ ሓዳር
-
-
2:45 መዝሙር ቍ. 126ን ምልክታታትን
-
2:55 “ኣብ እምነት ጽንዑ፡ . . . በርትዑ”
-
3:55 መዝሙር ቍ. 2ን ጸሎትን