ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
  1. ንኣምላኽ ዘላትና ፍቕሪ ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ዘዳ. 13:3, 4፣ 1 ዮሃ. 5:3)

  2. ንኣሕዋትና ኸነፍቅር ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ (1 ዮሃ. 4:11, 20, 21)

  3. ንብጻይና ፍቕሪ ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ዘሌ. 19:18፣ ኤፌ. 5:29)

  4. ንፍቕሪ የሆዋ ብኸመይ ክንቀድሓ ንኽእል፧ (1 ጴጥ. 4:8፣ ቈሎ. 3:13)

  5. ንየሆዋ ኣብ ምውዳስ ክንዕወት እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (መዝ. 104:33፣ 146:2, 5)

  6. ንየሆዋ ብምሉእ ልብኻ ምፍቃር ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (ዘጸ. 34:14፣ ኣሞ. 5:15፣ ሮሜ 12:11)