ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንየሆዋ ብዅሉ ልብኹም ኣፍቅርዎ

ንየሆዋ ብዅሉ ልብኹም ኣፍቅርዎ

ዘዳግም 13:3

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:40 ሙዚቃ

  • 9:40 ሙዚቃ 9:50 መዝሙር ቍ. 109ን ጸሎትን

  • 10:00 ትርጉም “ፍቕሪ ኣምላኽ”

  • 10:15 ፍቕሪ ንየሆዋ፡ ፍቕሪ ንሓውካ ማለት እዩ

  • 10:30 “ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ”

  • 10:55 መዝሙር ቍ. 82ን ምልክታታትን

  • 11:05 “ፍቕሪ ብዙሕ ሓጢኣት ትኸድን እያ”

  • 11:35 ወፈያን ጥምቀትን

  • 12:05 መዝሙር ቍ. 50

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:20 ሙዚቃ

  • 1:30 መዝሙር ቍ. 62

  • 1:35 ተመክሮታት

  • 1:45 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ

  • 2:15 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ብህይወት ክሳዕ ዘለኹም ንየሆዋ ወድስዎ

    • ኣቱም ቈልዑ

    • ኣቱም መንእሰያት

    • ኣቱም ዓበይቲ

  • 3:00 መዝሙር ቍ. 10ን ምልክታታትን

  • 3:10 ንየሆዋ ብምሉእ ልብኹም ኣፍቅርዎ

  • 3:55 መዝሙር ቍ. 37ን ጸሎትን