ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
  1. ፍቕሪ ኻብ ፍልጠት እትበልጽ ብኸመይ እያ፧ (1 ቈረ. 8:1)

  2. ከምቲ እቶም ጥንቲ ዝነበሩ ኣገልገልቲ ኣምላኽ ዝገበርዎ፡ ንሕና ንጉባኤና ኽንሃንጻ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ሮሜ 13:8)

  3. ኣብ ኣገልግሎትና ገዛእ ርእስና ኸነካፍል እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (1 ተሰ. 2:7, 8)

  4. ንዕቤት ክርስትያናዊ ሕውነትና ኣበርክቶ ኽንገብር እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ኤፌ. 4:1-3, 11-16፣ 1 ተሰ. 5:11)

  5. ኵሉ ግብርና ብፍቕሪ ኽንገብሮ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (1 ቈረ. 16:14)