ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

‘ፍቕሪ ይሃንጽ’

‘ፍቕሪ ይሃንጽ’

1 ቈረንቶስ 8:1

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:30 ሙዚቃ

  • 9:40 መዝሙር ቍ. 90ን ጸሎትን

  • 9:50 “ፍልጠት ይነፍሕ፡ ፍቕሪ ግና ይሃንጽ”

  • 10:05 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንኻልኦት ሃኒጾም

    • በርናባስ

    • ጳውሎስ

    • ዶርቃስ

  • 11:05 መዝሙር ቍ. 79ን ምልክታታትን

  • 11:15 ኣብ ኣገልግሎትኩም ብስራት ጥራይ ዘይኰነስ፡ ዝያዳ እውን ኣካፍሉ

  • 11:30 ወፈያን ጥምቀትን

  • 12:00 መዝሙር ቍ. 52

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:10 ሙዚቃ

  • 1:20 መዝሙር ቍ. 107ን ጸሎትን

  • 1:30 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ናይ ሓቂ ፍቕሪ ንሓቂ እትድግፍ ብኸመይ እያ፧

  • 2:00 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ

  • 2:30 መዝሙር ቍ. 101ን ምልክታታትን

  • 2:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንዕቤት እቲ ሰብነት ኣበርክቶ ግበሩ

    • ሓቅታት መጽሓፍ ቅዱስ ፍተዉ

    • ነቲ ጥበባዊ ትእዛዛት ኣምላኽ ደግፉ

    • ንክርስትያናት ብጾትኩም ህነጹ

  • 3:40 “ኵሉ ግብርኹም ብፍቕሪ ይገበር”

  • 4:15 መዝሙር ቍ. 105ን ጸሎትን