ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
  1. 1. ሓጐስ ዜምጽኣልና ሰለስተ መሰናድዎ የሆዋ እንታይ እዩ፧ (መዝ. 32:1-10)

  2. 2. ሕጂ ሓጐስ ክንረክብ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (መዝ. 5:11, 12፣ 91:14)

  3. 3. ኣብ ኣገልግሎትና ብድሆታት እናኣጋጠመና ኽነሱ፡ ሓጐስና ኽንዕቅብ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ግብ. 13:50-52፣ ሮሜ 5:3-5)

  4. 4. ልብና ‘ኸይከብዶን’ ሓጐስና ኸይንስእንን እንታይ ኪሕግዘና ይኽእል፧ (ሉቃ. 21:34)

  5. 5. የሆዋ ዜሐጕሰና ብኸመይ እዩ፧ (መዝ. 92:4, 5)

  6. 6. ንየሆዋ ወትሩ ኣብ ቅድሜና ኽንገብሮ ዚሕግዘና እንታይ እዩ፧ (ሮሜ 1:20፣ ዘዳ. 6:6-9፣ ፊል. 4:6፣ መዝ. 16:3)