ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

“ብየሆዋ ተሓጐሱ”

“ብየሆዋ ተሓጐሱ”

መዝሙር 32:11

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:40 ሙዚቃ

  • 9:50 መዝሙር ቍ. 9ን ጸሎትን

  • 10:00 “ብየሆዋ ተሓጐሱ፡ ባህ እውን ይበልኩም”

  • 10:15 ኣብ ኣጸጋሚ ዅነታት ሓጐስ ርኸቡ

  • 10:30 ኣብ ኣገልግሎትኩም ‘ብሓጐስ ተመልኡ’

  • 10:55 መዝሙር ቍ. 76ን ምልክታታትን

  • 11:05 ልብኹም ‘ኣይኽበዶ’

  • 11:35 ወፈያን ጥምቀትን

  • 12:05 መዝሙር ቍ. 51

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:20 ሙዚቃ

  • 1:30 መዝሙር ቍ. 111

  • 1:35 ተመክሮታት

  • 1:45 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ

  • 2:15 ዓውደ መጽናዕቲ፦ የሆዋ የሐጕሰና

    • • ደቀ መዛሙርቲ ኽንገብር ከለና

    • • ኣመንቲ ንዝዀኑ ብጾትና ኽንድግፎም ከለና

    • • ፈተናታት ክንጻወር ከለና

  • 3:00 መዝሙር ቍ. 2ን ምልክታታትን

  • 3:10 ንየሆዋ ወትሩ ኣብ ቅድሜኹም ግበርዎ

  • 3:55 መዝሙር ቍ. 7ን ጸሎትን