ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
  1. 1. ከም ኣገልገልቲ የሆዋ መጠን፡ እንታይ ፍሉይ መሰል እዩ ዘሎና፧ (ምሳ. 27:11)

  2. 2. ኣርኣያ የሱስ ብምስዓብ ንልቢ የሆዋ እነሐጕሶ ብኸመይ ኢና፧ (ዮሃ. 8:29)

  3. 3. ኣብ ኣገልግሎትና ንልቢ የሆዋ ኸነሐጕሶ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ዮሃ. 15:8)

  4. 4. ኣብ ኵሉ መዳይ ህይወትና ንየሆዋ ኸነሐጕሶ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ዮሃ. 14:31፣ ኤፌ. 6:1-4፣ መዝ. 35:18፣ 1 ጴጥ. 2:12)

  5. 5. ንመከራን ንተስፋ ምቝራጽን ንፈተናን ብዓወት ክንዋጽኣሉ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ነህ. 8:10)