ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንልቢ የሆዋ ኣሐጕስዎ!

ንልቢ የሆዋ ኣሐጕስዎ!

ምሳሌ 27:11

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:30 ሙዚቃ

  • 9:40 መዝሙር ቍ. 29ን ጸሎትን

  • 9:50 ንልቢ የሆዋ ኣሐጕስዎ!

  • 10:05 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንኣርባዕተ ባህርያት የሆዋ ቕድሕዎ

    • • ፍትሒ

    • • ኣጠቓቕማ ሓይሊ

    • • ጥበብ

    • • ፍቕሪ

  • 11:05 መዝሙር ቍ. 81ን ምልክታታትን

  • 11:15 ‘ብዙሕ ፍረ ብምፍራይ’ ንኣምላኽ ኣኽብርዎ

  • 11:30 ወፈያን ጥምቀትን

  • 12:00 መዝሙር ቍ. 49

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:10 ሙዚቃ

  • 1:20 መዝሙር ቍ. 28ን ጸሎትን

  • 1:30 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ንኣምላኽ ከተሐጕስዎ ትኽእሉ ኢኹም!—ብኸመይ፧

  • 2:00 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ

  • 2:30 መዝሙር ቍ. 35ን ምልክታታትን

  • 2:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንየሆዋ ኣሐጕስዎ

    • • ኣብ ህይወትኩም

    • • ኣብ ስድራ ቤትኩም

    • • ኣብ ጉባኤኹም

    • • ኣብ ማሕበረ ሰብኩም

  • 3:40 “ሓጐስ የሆዋ ዕርድኹም እዩ”

  • 4:15 መዝሙር ቍ. 110ን ጸሎትን