ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

2ይ ክፋል • ግብሪ ሃዋርያት 6:8–9:43

“ኣብ ልዕሊ እታ . . . ጉባኤ ብርቱዕ መስጐጕቲ ተላዕለ”

“ኣብ ልዕሊ እታ . . . ጉባኤ ብርቱዕ መስጐጕቲ ተላዕለ”

ግብሪ ሃዋርያት 8:1

እቶም ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ክርስትያናት፡ ብሰንኪ እቲ እናጻዕጽዐ ዚኸይድ ዝነበረ ምጽራር፡ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ምምስካር ሓዲጎምዎዶ፧ መሕልፎ እኳ ደኣስ ዝያዳ ኸም ዚዓይዩ እዩ ገይርዎም። ኣብዚ ኽፋል እዚ፡ እቲ ዝወረዶም ብርቱዕ መስጐጕቲ ንዕዮ ስብከት ከም ዚሰፍሕ ምግባሩ ኽንርኢ ኢና።