ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

7ይ ክፋል • ግብሪ ሃዋርያት 18:23–21:17

“ብግህዶን ኣብ በቤትን ካብ ምምሃር ኣየድሓርሓርኩን”

“ብግህዶን ኣብ በቤትን ካብ ምምሃር ኣየድሓርሓርኩን”

ግብሪ ሃዋርያት 20:20

ክንምህር ከለና፡ ትሑታትን ተዓጻጸፍትን ክንከውን ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ ነቲ ብስራት እንሰብከሉ ቐንዲ ሜላ እንታይ እዩ፧ ፍቓድ ኣምላኽ ምግባር፡ ካብ ብሕታዊ ጕዳይና ንላዕሊ ኣገዳሲ ኸም ዝዀነ ብኸመይ ከነርኢ ንኽእል፧ ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ሚስዮናዊ ጕዕዞ ጳውሎስ፡ ነዚ ኣገዳሲ ሕቶታት እዚ መልሲ ኺህበና ይኽእል እዩ።