ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

3ይ ክፋል • ግብሪ ሃዋርያት 10:1–12:25

“ኣህዛብ እውን ቃል ኣምላኽ . . . ተቐበሉ”

“ኣህዛብ እውን ቃል ኣምላኽ . . . ተቐበሉ”

ግብሪ ሃዋርያት 11:1

እቶም ኣይሁድ ዝዀኑ ሰዓብቲ የሱስ፡ ነቲ ብስራት ንዘይተገዝሩ ኣህዛብ ንምስባኽ ፍቓደኛታት ኰይኖም ድዮም፧ ኣብዚ ኽፋል እዚ፡ መንፈስ የሆዋ ንኣልባብ ክርስትያናት ከፊቱ ኣቐዲምካ ናይ ምፍራድ ጸገሞም ኪሰግሩ ብኸመይ ከም ዘኽኣሎም፡ እዚ ድማ ኣብቲ ንዅሎም ኣህዛብ ንምምስካር ዚግበር ዝነበረ ዕዮ ብኸመይ ዓብዪ ድፍኢት ከም ዝገበረ ኽንርኢ ኢና።