ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

5ይ ክፋል • ግብሪ ሃዋርያት 15:1-35

“እቶም ሃዋርያትን እቶም ሽማግለታትን . . . ተኣከቡ”

“እቶም ሃዋርያትን እቶም ሽማግለታትን . . . ተኣከቡ”

ግብሪ ሃዋርያት 15:6

ንሰላምን ንሓድነትን ጉባኤታት ዜስግእ ብርቱዕ ጕዳይ ተላዕለ። እተን ጉባኤታት ነቲ ዘከራኸረን ጕዳይ ንምፍታሕ ካብ መን እየን መምርሒ ተጸብየን፧ ኣብዚ ኽፋል እዚ፡ ነቲ ሎሚ ንዘለዉ ህዝቢ ኣምላኽ ኣብነት ዝዀነ፡ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበረት ጉባኤ እተወደበትሉ መገዲ ኽንርኢ ኢና።