ናብ ትሕዝቶ ኺድ

1ይ ምዕራፍ

ናይ ሓቂ ብርሃን ዓለም

ናይ ሓቂ ብርሃን ዓለም

ቃል ብመጀመርታ ምስ ኣምላኽ ነበረ፣ እቲ ቓል እውን ኣምላኽ ነበረ (gnj 1 00:00–00:43)

ኣምላኽ ንዅሉ ነገራት ኪፈጥር ከሎ ነቲ ቓል ተጠቕመሉ (gnj 1 00:44–01:00)

ህይወትን ብርሃንን በቲ ቓል ኰነ (gnj 1 01:01–02:11)

ጸልማት ነቲ ብርሃን ኣይሰዓሮን (gnj 1 02:12–03:59)

ሉቃስ ስለምንታይን ብኸመይን ነቲ ዛንታ ኸም ዝጸሓፎ ንቴዎፍሎስ ገለጸሉ (gnj 1 04:13–06:02)

ገብርኤል ብዛዕባ ልደት ዮሃንስ መጥምቕ ተነበየ (gnj 1 06:04–13:53)

ገብርኤል ብዛዕባ ልደት የሱስ ተነበየ (gnj 1 13:52–18:26)

ማርያም ንዘመዳ ኤልሳቤጥ በጽሓታ (gnj 1 18:27–21:15)

ማርያም ንየሆዋ ወደሰቶ (gnj 1 21:14–24:00)

ልደት ዮሃንስን ብኸመይ ከም እተሰምየን (gnj 1 24:01–27:17)

ዘካርያስ እተነበዮ ትንቢት (gnj 1 27:15–30:56)

ማርያም ብመንፈስ ቅዱስ ጠነሰት፣ ናይ ዮሴፍ ምላሽ (gnj 1 30:58–35:29)

ዮሴፍን ማርያምን ናብ ቤት-ልሄም ተጓዕዙ፣ የሱስ ተወልደ (gnj 1 35:30–39:53)

መላእኽቲ ንጓሶት ኣብ መሮር ተራእይዎም (gnj 1 39:54–41:40)

ጓሶት ናብቲ መብልዕ ማል ከዱ (gnj 1 41:41–43:53)

የሱስ ኣብ ቤተ መቕደስ፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ቐረበ (gnj 1 43:56–45:02)

ስምኦን ንክርስቶስ ናይ ምርኣይ መሰል ረኸበ (gnj 1 45:04–48:50)

ሃና ብዛዕባ እቲ ሕጻን ተዛረበት (gnj 1 48:52–50:21)

ምብጻሕ ቈጸርቲ ኸዋኽብትን ሄሮድስ ዝመደቦ ቕትለትን (gnj 1 50:25–55:52)

ዮሴፍ ንማርያምን ንየሱስን ሒዙ ናብ ግብጺ ሃደመ (gnj 1 55:53–57:34)

ሄሮድስ ኣብ ቤት-ልሄምን ኣብ ኵሉ ጐደቦታታን ንዝጸንሑ ሕጻናት ቀተለ (gnj 1 57:35–59:32)

ስድራ ቤት የሱስ ኣብ ናዝሬት ተቐመጠት (gnj 1 59:34–1:03:55)

የሱስ ወዲ 12 ዓመት ከሎ፡ ኣብ ቤተ መቕደስ (gnj 1 1:04:00–1:09:40)

የሱስ ምስ ወለዱ ናብ ናዝሬት ተመልሰ (gnj 1 1:09:41–1:10:27)

ናይ ሓቂ ብርሃን ናብ ዓለም ኪመጽእ ቀሪቡ ነበረ (gnj 1 1:10:28–1:10:55)