ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንዘለኣለም ክትነብር ትኽእል እንተ ትኸውን ክትነብርዶ ምመረጽካ፧

ንዘለኣለም ክትነብር ትኽእል እንተ ትኸውን ክትነብርዶ ምመረጽካ፧

ንዘለኣለም ክትነብር ትኽእል እንተ ትኸውን ክትነብርዶ ምመረጽካ፧

እዛ ብሮሹር እዚኣ ብንጹር ከም እትሕብሮ: ብሓቂ ኣብ ገነት ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር ትኽእል ኢኻ። ነዚ ዝምልከት ዕላማ ኣምላኽ ከም ዝፍጸም እተረጋገጸ ኢዩ! ግናኸ ንዘለኣለም ምንባር ክትመርጽ ኣሎካ።

የሱስ ክርስቶስ: እዚ ምርጫ እዚ ኣብ ርጡብ ፍልጠት ኣምላኽ ክምስረት ከም ዘለዎ ኢዩ ምሂሩ። እዛ ብሮሹር እዚኣ ነቲ ፍልጠት እቲ ክትረኽቦ ምእንቲ ክትሕግዘካ ተባሂላ ኢያ ተዳልያ። ተወሳኺ ሓገዝ ድማ ካብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ክርከብ ይከኣል ኢዩ። ኣብቲ ዝጥዕመካ ግዜን ቦታን ክመጹኻ ሕጕሳት ኢዮም። ናጻ ናይ ቤት ጽንዓት መጽሓፍ ቅዱስ ክግበረልካ እንተድኣ ደሊኻ ድማ Watchtower, 25 Columbia Heights, Brooklyn, New York 11201 ብምባል: ወይ ድማ ካብዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣድራሻታት ናብ ዝጥዕመካ ብምጽሓፍ ከተፍልጥ ትኽእል ኢኻ።