ጠቕላላ ድምር 2018
ኣብያተ ጽሕፈት ጨንፈር ናይ የሆዋ መሰኻኽር፦ 87
ጸብጻብ ዝሃባ ሃገራት፦ 240
ድምር ጉባኤታት፦ 119,954
ኣብ መላእ ዓለም ዝነበሩ ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ፦ 20,329,317
ኣብ መላእ ዓለም ካብ ቅጫን ወይንን በዓል ዝኽሪ ዝወሰዱ፦ 19,521
ዝለዓለ ቝጽሪ ኣስፋሕቲ *፦ 8,579,909
ወርሓዊ ገምጋም ቍጽሪ ኣስፋሕቲ፦ 8,360,594
ኣብ ልዕሊ 2017 እተራእየ ሚእታዊ ወሰኽ፦ 1.4
ጠቕላላ ቝጽሪ ተጠመቕቲ *፦ 281,744
ወርሓዊ ገምጋም ፈለምቲ * ኣስፋሕቲ፦ 1,267,808
ወርሓዊ ገምጋም ሓገዝቲ ፈለምቲ ኣስፋሕቲ፦ 446,642
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ዝወዓለ ጠቕላላ ሰዓታት፦ 2,074,655,497
ወርሓዊ ገምጋም መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ *፦ 10,079,709
ኣብ ዓመት ኣገልግሎት 2018፡ * ናይ የሆዋ መሰኻኽር ነቲ ፍሉያት ፈለምትን ሚስዮናውያንን ሓለውቲ ወረዳን ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ዚገብርዎ ዕዮ ንምድጋፍ፡ ዳርጋ 214 ሚልዮን ዶላር ኣመሪካ ኣውጺኦም። ኣብ መላእ ዓለም፡ ብድምር 20,331 ዝዀኑ እተመዘዙ ኣገልገልቲ ኣብ ኣብያተ ጽሕፈት ጨንፈር ይዓይዩ። ኵሎም ድማ ኣባላት እቲ ንፍሉያት ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልገልቲ ዚምልከት ዓለምለኻዊ ስርዓት ናይ የሆዋ መሰኻኽር እዮም።
^ ሕ.ጽ. 7 ኣስፋሒ፡ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ብንጥፈት ንዜስፍሕ ወይ ንዚሰብኽ ሰብ የመልክት። (ማቴዎስ 24:14) እዚ ቝጽሪ እዚ ብኸመይ ከም ዚውሰን ዚገልጽ ምሉእ ሓበሬታ ንምርካብ፡ ኣብ jw.org/ti ኣቲኻ፡ “ኣብ መላእ ዓለም ክንደይ ዚኣኽሉ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣለዉ፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።
^ ሕ.ጽ. 10 ብምጥማቕ ናይ የሆዋ ምስክር ምእንቲ ኽትከውን እንታይ ስጕምትታት ክትወስድ ከም ዘሎካ ዚገልጽ ተወሳኺ ሓበሬታ እንተ ደሊኻ፡ ኣብ jw.org/ti ኣቲኻ፡ “ናይ የሆዋ ምስክር ክኸውን ዝኽእል ብኸመይ እየ፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።
^ ሕ.ጽ. 11 ፈላሚ ዚብሃል ኣብ ወወርሒ እተወሰነ ሰዓታት ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ዚሰብኽ፡ ኣብነት ዚኸውን እተጠመቐ ናይ የሆዋ ምስክር እዩ።
^ ሕ.ጽ. 14 ተወሳኺ ሓበሬታ እንተ ደሊኻ፡ ኣብ jw.org/ti ኣቲኻ፡ “መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።
^ ሕ.ጽ. 15 ዓመት ኣገልግሎት 2018፡ ካብ 1 መስከረም 2017 ክሳዕ 31 ነሓሰ 2018 ይዝርጋሕ።