ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
  1. 1. ንፈተውቲ ሰላም ብኸመይ ከነለልዮም ንኽእል፧ (ሉቃ. 10:6)

  2. 2. ፈተውቲ ሰላም፡ ፈተውቲ ኣምላኽ ኪዀኑ ብኸመይ ክንሕግዞም ንኽእል፧ (ማቴ. 10:11)

  3. 3. እቲ መስፍን ሰላም፡ ፈተውቲ ሰላም ክንረክብ ዚሕግዘና ብኸመይ እዩ፧ (ኢሳ. 9:6, 7፣ ማቴ. 28:20)

  4. 4. ፈተውቲ ሰላም ምዃንና ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (መዝ. 11:5፣ 2 ጢሞ. 2:24፣ ያእ. 3:17, 18)

  5. 5. ፈተውቲ ሰላም ንሓድሕዶም ዚደጋገፉ ብኸመይ እዮም፧ (2 ቈረ. 6:13)

  6. 6. ‘ነቲ እከይ ብሰናይ ክንስዕሮ’ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧(ሮሜ 12:2, 6, 10, 18)

2022 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

CA-brpgm23-TI