ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ፈተውቲ ሰላም

ፈተውቲ ሰላም

ሉቃስ 10:6

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:40 ሙዚቃ

  • 9:50 መዝሙር ቍ. 58ን ጸሎትን

  • 10:00 ፈተውቲ ሰላም፡ እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም!

  • 10:15 ንፈተውቲ ሰላም ብቐጻሊ ድለይዎም

  • 10:30 እቲ መስፍን ሰላም፡ ፈተውቲ ሰላም ክትረኽቡ ኺሕግዘኩም ፍቐዱሉ

  • 10:55 መዝሙር ቍ. 103ን ምልክታታትን

  • 11:05 ፈተውቲ ሰላም ደጊም ውግእ ኣይኪምሃሩን እዮም

  • 11:35 ወፈያን ጥምቀትን

  • 12:05 መዝሙር ቍ. 79

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:20 ሙዚቃ

  • 1:30 መዝሙር ቍ. 76

  • 1:35 ተመክሮታት

  • 1:45 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ

  • 2:15 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ፈተውቲ ሰላም ንሓድሕዶም ይደጋገፉ

    • • “ልብኹም ጋህ ኣብሉ”

    • • መንእሰያት ንምሉእ ዓቕሞም ኪጥቀሙሉ ሓግዝዎም

    • • ብዕድመ ንዝደፍኡ ኣኽብርዎም

  • 3:00 መዝሙር ቍ. 57ን ምልክታታትን

  • 3:10 ፈተውቲ ሰላም ንእከይ ብሰናይ ይስዕርዎ

  • 3:55 መዝሙር ቍ. 45ን ጸሎት