ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሓድነት ዘለዎ ስድራ ቤት የሆዋ

ሓድነት ዘለዎ ስድራ ቤት የሆዋ

ኤፌሶን 4:3

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:30 ሙዚቃ

  • 9:40 መዝሙር ቍ. 85​ን ጸሎትን

  • 9:50 ኣብ ስድራ ቤት የሆዋ ንዘሎኩም ቦታ ኣኽቢርኩም ርኣይዎ

  • 10:05 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ንኻልኦት ጽቡቕ ገይሮም ተቐቢሎም

    • • ኤሊሁ

    • • ልድያ

    • • የሱስ

  • 11:05 መዝሙር ቍ. 100​ን ምልክታታትን

  • 11:15 ንኻልኦት ናብ ስድራ ቤት የሆዋ ኺጽምበሩ ወትሩ ሓግዝዎም

  • 11:30 ወፈያን ጥምቀትን

  • 12:00 መዝሙር ቍ. 135

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:10 ሙዚቃ

  • 1:20 መዝሙር ቍ. 132​ን ጸሎትን

  • 1:30 ህዝባዊ መደረ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ቤትኩም ዕረፍትን ሰላምን ዝሰፈኖ ድዩ፧

  • 2:00 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ

  • 2:30 መዝሙር ቍ. 136​ን ምልክታታትን

  • 2:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ሰላም ኣስፍኑ—ብኸመይ፧

    • • “ንምህናጽ ዜድሊ ዘበለ ጽቡቕ ቃል” ተዛረቡ

    • • “ብፍቕሪ ተመላለሱ”

    • • ንጸላእትና ተቓወምዎም

  • 3:40 ብዛዕባ መንፈሳውያን ስድራ ቤትኩም‘ካብ ምምስጋን ኣይተቋርጹ’

  • 4:15 መዝሙር ቍ. 107​ን ጸሎትን