ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
  1. 1. ኣብ ስድራ ቤት የሆዋ ንዘሎና ቦታ ኣኽቢርና ኸም እንርእዮ ብኸመይ ከነረጋግጽ ንኽእል፧ (ኤፌ. 4:3)

  2. 2. ንኻልኦት ጽቡቕ ጌርና ኽንቅበሎም እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ ከምኡ ኽንገብር ዘሎናኸ ስለምንታይ ኢና፧ (ሮሜ 15:7)

  3. 3. ብእተኻእለ መጠን ንብዙሓት ሰባት ናብ ስድራ ቤትየሆዋ ኺጽምበሩ ብኸመይ ክንሕግዞም ንኽእል፧(ኤፌ. 2:17፣ 6:15)

  4. 4. ሰላም ከነስፍን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧(ኤፌ. 4:29፣ 5:1, 2፣ 6:13)

  5. 5. ነታ ንመንፈሳውያን ስድራ ቤትና ዘላትና ፍቕሪ ኸነዕብያእንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ኤፌ. 1:15, 16)

© 2022 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

CA-copgm23-TI