ቀዳም
ቅድሚ ቐትሪ
-
9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
9:30 መዝሙር ቍ. 58ን ጸሎትን
-
9:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ “ብስራት ሰላም” ንምብሳር ድሉዋት ኩኑ
-
• ቅንኣትኩም ዓቅቡ (ሮሜ 1:14, 15)
-
• ኣጸቢቕኩም ተዳለዉ (2 ጢሞቴዎስ 2:15)
-
• ተበግሶ ውሰዱ (ዮሃንስ 4:6, 7, 9, 25, 26)
-
• ንግዱሳት ተኸታቲልኩም ሓግዝዎም (1 ቈረንቶስ 3:6)
-
• ንተምሃሮ ናብ ብስለት ኪበጽሑ ደግፍዎም (እብራውያን 6:1)
-
-
10:40 ኣቱም መንእሰያት፡ መገዲ ሰላም ሕረዩ! (ማቴዎስ 6:33፣ ሉቃስ 7:35፣ ያእቆብ 1:4)
-
11:00 መዝሙር ቍ. 135ን ምልክታታትን
-
11:10 ቪድዮ፦ ኣሕዋትና ሰላም ረኺቦም ኣለዉ
-
• ተቓውሞ እናሃለወ
-
• ሕማም እናሃለወ
-
• ቍጠባዊ ጸገማት እናሃለወ
-
• ባህርያዊ ሓደጋ እናሃለወ
-
-
11:45 ጥምቀት፦ ብ“መገዲ ሰላም” ተመላለሱ (ሉቃስ 1:79፣ 2 ቈረንቶስ 4:16-18፣ 13:11)
-
12:15 መዝሙር ቍ. 54ን ዕረፍትን
ድሕሪ ቐትሪ
-
1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
1:45 መዝሙር ቍ. 29
-
1:50 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ሰላም ዚዘርግ ባህርያት ‘ቀንጥጡ’
-
• ዘይግቡእ ትምክሕቲ (ኤፌሶን 4:22፣ 1 ቈረንቶስ 4:7)
-
• ቅንኢ (ፊልጲ 2:3, 4)
-
• ምትላል (ኤፌሶን 4:25)
-
• ሃሳዪ ወረ (ምሳሌ 15:28)
-
• ካብ ቍጽጽር ወጻኢ ዝዀነ ቝጥዓ (ያእቆብ 1:19)
-
-
2:45 መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦ የሆዋ ብመገዲ ሰላም ይመርሓና—1ይ ክፋል (ኢሳይያስ 48:17, 18)
-
3:15 መዝሙር ቍ. 130ን ምልክታታትን
-
3:25 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ‘ንሰላም ድለይዋ፡ ስዓብዋ እውን’
-
• ንዅራ ብዘይምህዋኽ (ምሳሌ 19:11፣ መክብብ 7:9፣ 1 ጴጥሮስ 3:11)
-
• ይቕረታ ብምሕታት (ማቴዎስ 5:23, 24፣ ግብሪ ሃዋርያት 23:3-5)
-
• ብናጻ ይቕረ ብምባል (ቈሎሴ 3:13)
-
• ንውህበት ዘረባና ብጥበብ ብምጥቃም (ምሳሌ 12:18፣ 18:21)
-
-
4:15 ‘ንማእሰር ሰላምና’ ንሓልዎ! (ኤፌሶን 4:1-6)
-
4:50 መዝሙር ቍ. 113ን መዕጸዊ ጸሎት