ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ

ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ

ወፈያ፦ እዚ ኣኼባ ዞባ እዚ፡ ብልዕሊ 500 ቛንቋ ይትርጐም ኣሎ። እቲ ብፍታው እትገብሮ ወፈያ ነዚ ዓለምለኻዊ ዕዮ ንምድንፋዕ ዚሕግዝ እዩ። ብኢንተርነት ኣብ donate.pr418.com ወፈያ ኽትገብር ትኽእል ኢኻ። ኵሉ እቲ እትገብሮ ወፈያ ኣዝዩ ዚነኣድ እዩ። ኣመሓዳሪ ኣካል ከኣ ስለቲ ንረብሓታት መንግስቲ ኣምላኽ ንምድንፋዕ ኢልካ እትገብሮ ልግሲ ኺንእደካ ይፈቱ።

ጥምቀት፦ ሽማግለታትኩም ኣብ ከባቢኹም ዘሎ ዅነታት ኣብ ግምት ብምእታው፡ ናይ ጥምቀት ሕጹያት ደድሕሪ እቲ ናይ ቀዳም ቅድሚ ቐትሪ ኽፍለ ግዜ ኺጥመቑሉ ዚኽእሉ ምሹእ መሰናድዎ ገይሮም ኣለዉ።

ብኣመሓዳሪ ኣካል ናይ የሆዋ መሰኻኽር እተዳለወ

© 2022 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania