ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
  1. 1. ናብ ዕረፍቲ ኣምላኽ ብኸመይ ክንኣቱ ንኽእል፧ (ዘፍ. 2:1-3፣ እብ. 4:1, 11)

  2. 2. “ቃል ኣምላኽ” ኣብ ህይወትና ዚዓዪ ብኸመይ እዩ፧ (1 ተሰ. 2:13፣ እብ. 4:12)

  3. 3. መምርሒ ንምርካብ ናብ የሆዋ እንጥምት ስለምንታይ ኢና፧ (ኢሳ. 26:7-9, 15, 20)

  4. 4. የሆዋ ምእንቲ ኺባርኸና እንታይ ክንገብር ኣሎና፧ (1 ጴጥ. 1:13-15፣ 1 ዮሃ. 5:3)

  5. 5. ንልቢ የሆዋ ብኸመይ ከነሐጕሶ ንኽእል፧ (መዝ. 71:14, 15፣ ሮሜ 12:2፣ 1 ጴጥ. 4:10)

  6. 6. ንየሆዋ ብምግልጋል ክንሕጐስ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ዮሃ. 5:17)

© 2023 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

CA-brpgm24-TI