ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ዕረፍቲ ኣምላኽ እተዉ!

ናብ ዕረፍቲ ኣምላኽ እተዉ!

እብራውያን 4:​11

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:40 ሙዚቃ

  • 9:50 መዝሙር ቍ. 87ን ጸሎትን

  • 10:00 ናብ ዕረፍቲ ኣምላኽ እተዉ—ብኸመይ፧

  • 10:15 ‘ቃል ኣምላኽ ህያው እዩ’—ብኸመይ፧

  • 10:30 መምርሒ ንምርካብ ናብ የሆዋ ጠምቱ

  • 10:55 መዝሙር ቍ. 89ን ምልክታታትን

  • 11:05 የሆዋ ንእዙዛት ይባርኾም

  • 11:35 ወፈያን ጥምቀትን

  • 12:05 መዝሙር ቍ. 32

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:20 ሙዚቃ

  • 1:30 መዝሙር ቍ. 49

  • 1:35 ተመክሮታት

  • 1:45 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ

  • 2:15 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ልቢ የሆዋ የሐጕሱ!

    • • መንእሰያት

    • • ኣሓት

    • • ብዕድመ ዝደፍኡ

  • 3:00 መዝሙር ቍ. 38ን ምልክታታትን

  • 3:10 ንየሆዋ ብምግልጋል ተሓጐሱ

  • 3:55 መዝሙር ቍ. 118ን ጸሎትን