ቀዳም
“ንዅሎም ተዓገስዎም”—1 ተሰሎንቄ 5:14
ቅድሚ ቐትሪ
-
9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
9:30 መዝሙር ቍ. 58ን ጸሎትን
-
9:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ “ብዓቕሊ ንርእስና ኸም ኣገልገልቲ ኣምላኽ ጌርና ነርኢ ኣለና”
-
• ክንሰብኽ ከለና (ግብሪ ሃዋርያት 26:29፣ 2 ቈረንቶስ 6:4-6)
-
• ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ክንምህር ከለና (ዮሃንስ 16:12)
-
• ንሓድሕድና ኽንተባባዕ ከለና (1 ተሰሎንቄ 5:11)
-
• ሽማግለታት ኴንና ኸነገልግል ከለና (2 ጢሞቴዎስ 4:2)
-
-
10:30 ኣቱም ትዕግስቲ እተገብረልኩም፡ ተዓገሱ! (ማቴዎስ 7:1, 2፣ 18:23-35)
-
10:50 መዝሙር ቍ. 138ን ምልክታታትን
-
11:00 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ‘ብዓቕሊ ንሓድሕድኩም ብፍቕሪ ተዓጋገሱ’
-
• ንዘይኣመንቲ ቤተ ሰብና (ቈሎሴ 4:6)
-
• ንመጻምድትኹም (ምሳሌ 19:11)
-
• ንደቅኹም (2 ጢሞቴዎስ 3:14)
-
• ንዝሓመሙ ወይ ንዝኣረጉ ቤተ ሰብኩም (እብራውያን 13:16)
-
-
11:45 ጥምቀት፦ ትዕግስቲ የሆዋ፡ ድሕነትና እዩ! (2 ጴጥሮስ 3:13-15)
-
12:15 መዝሙር ቍ. 75ን ዕረፍትን
ድሕሪ ቐትሪ
-
1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
1:45 መዝሙር ቍ. 106
-
1:50 ቅጽበታዊ ዕግበት ካብ ምድላይ ክንጥንቀቕ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ (1 ተሰሎንቄ 4:3-5፣ 1 ዮሃንስ 2:17)
-
2:15 ዓውደ መጽናዕቲ፦ “ዕቡይ ዝመንፈሱ ኻብ ምዃንሲዕጉስ ምዃን ይሓይሽ”
-
• ንኣዳም ዘይኰነስ፡ ንኣቤል ምሰልዎ (መክብብ 7:8)
-
• ንኤሳው ዘይኰነስ፡ ንያእቆብ ምሰልዎ (እብራውያን 12:16)
-
• ንቆራሕ ዘይኰነስ፡ ንሙሴ ምሰልዎ (ዘሁልቍ 16:9, 10)
-
• ንሳኦል ዘይኰነስ፡ ንሳሙኤል ምሰልዎ (1 ሳሙኤል 15:22)
-
• ንኣቤሴሎም ዘይኰነስ፡ ንዮናታን ምሰልዎ (1 ሳሙኤል 23:16-18)
-
-
3:15 መዝሙር ቍ. 87ን ምልክታታትን
-
3:25 መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦ “መገድኻ ንየሆዋ ኣማዕቍቦ”—1ይ ክፋል (መዝሙር 37:5)
-
3:55 “እናሰጐጉና ብትዕግስቲ ንጻወር” (1 ቈረንቶስ 4:12፣ ሮሜ 12:14, 21)
-
4:30 መዝሙር ቍ. 79ን መዕጸዊ ጸሎት