ዓርቢ
“ፍቕሪ ዓቃል . . . እያ”—1 ቈረንቶስ 13:4
ቅድሚ ቐትሪ
-
9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
9:30 መዝሙር ቍ. 66ን ጸሎትን
-
9:40 መደረ ኣቦ መንበር፦ “ተዓገሱ”—ስለምንታይ፧ (ያእቆብ 5:7, 8፣ ቈሎሴ 1:9-11፣ 3:12)
-
10:10 ዓውደ መጽናዕቲ፦ “ንዅሉ ገግዜኡ ኣለዎ”
-
• ነቲ የሆዋ ብዛዕባ ግዜ ዘለዎ ኣረኣእያ ነስተንትነሉ (መክብብ 3:1-8, 11)
-
• ዕርክነት ምህናጽ፡ ግዜ ይወስድ (ምሳሌ 17:17)
-
• መንፈሳዊ ዕቤት፡ ግዜ ይወስድ (ማርቆስ 4:26-29)
-
• ሸቶታት ምውቃዕ፡ ግዜ ይወስድ (መክብብ 11:4, 6)
-
-
11:05 መዝሙር ቍ. 143ን ምልክታታትን
-
11:15 ድራማዊ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዳዊት ንየሆዋ ተጸብይዎ (1 ሳሙኤል 24:2-15፣ 25:1-35፣ 26:2-12፣ መዝሙር 37:1-7)
-
11:45 ንሃብቲ ዓቕሊ ኣምላኽ ኣኽቢርኩም ርኣይዎ (ሮሜ 2:4, 6, 7፣ 2 ጴጥሮስ 3:8, 9፣ ራእይ 11:18)
-
12:15 መዝሙር ቍ. 147ን ዕረፍትን
ድሕሪ ቐትሪ
-
1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ
-
1:45 መዝሙር ቍ. 17
-
1:50 ነቲ ብትዕግስቲ እተመላለሰ የሱስ ምሰልዎ (እብራውያን 12:2, 3)
-
2:10 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ነቶም ብትዕግስቲ ነቲ ተስፋታት ዚወርስዎ ምሰልዎም
-
• ኣብርሃምን ሳራን (እብራውያን 6:12)
-
• ዮሴፍ (ዘፍጥረት 39:7-9)
-
• እዮብ (ያእቆብ 5:11)
-
• ማርዶካይን ኣስቴርን (ኣስቴር 4:11-16)
-
• ዘካርያስን ኤልሳቤጥን (ሉቃስ 1:6, 7)
-
• ጳውሎስ (ግብሪ ሃዋርያት 14:21, 22)
-
-
3:10 መዝሙር ቍ. 11ን ምልክታታትን
-
3:20 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ፍጥረት ብዛዕባ እቲ የሆዋ ንግዜ ዘለዎ ኣረኣእያ እንታይ ይምህረና፧
-
• ኣትክልቲ (ማቴዎስ 24:32, 33)
-
• እንስሳታት ባሕሪ (2 ቈረንቶስ 6:2)
-
• ኣዕዋፍ (ኤርምያስ 8:7)
-
• ሓሸራታት (ምሳሌ 6:6-8፣ 1 ቈረንቶስ 9:26)
-
• መጥበውቲ እንስሳታት ምድሪ (መክብብ 4:6፣ ፊልጲ 1:9, 10)
-
-
4:20 “ነታ መዓልቲ እቲኣ ወይስ ነታ ሰዓት እቲኣ ኣይትፈልጥዋን ኢኹም” (ማቴዎስ 24:36፣ 25:13, 46)
-
4:55 መዝሙር ቍ. 27ን መዕጸዊ ጸሎትን