ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ጠቕላላ ድምር 2023

ጠቕላላ ድምር 2023
  • ኣብያተ ጽሕፈት ጨንፈር ናይ የሆዋ መሰኻኽር፦ 85

  • ጸብጻብ ዝሃባ ሃገራት፦ 239

  • ድምር ጉባኤታት፦ 118,177

  • ኣብ መላእ ዓለም ዝነበሩ ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ፦ 20,461,767

  • ኣብ መላእ ዓለም ካብ ቅጫን ወይንን በዓል ዝኽሪ ዝወሰዱ፦ 22,312

  • ዝለዓለ ቝጽሪ ኣስፋሕቲ a፦ 8,816,562

  • ወርሓዊ ገምጋም ቍጽሪ ኣስፋሕቲ፦ 8,625,042

  • ኣብ ልዕሊ 2022 እተራእየ ሚእታዊ ወሰኽ፦ 1.3

  • ጠቕላላ ቝጽሪ ተጠመቕቲ b፦ 269,517

  • ወርሓዊ ገምጋም ፈለምቲ c ኣስፋሕቲ፦ 1,570,906

  • ወርሓዊ ገምጋም ሓገዝቲ ፈለምቲ ኣስፋሕቲ፦ 738,457

  • ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ዝወዓለ ጠቕላላ ሰዓታት፦ 1,791,490,713

  • ወርሓዊ ገምጋም መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ d፦ 7,281,212

ዓመት ኣገልግሎት 2023፡ ካብ 1 መስከረም 2022 ክሳዕ 31 ነሓሰ 2023 ይዝርጋሕ።

a ኣስፋሒ፡ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ብንጥፈት ንዜስፍሕ ወይ ንዚሰብኽ ሰብ የመልክት። (ማቴዎስ 24:14) እዚ ቝጽሪ እዚ ብኸመይ ከም ዚውሰን ዚገልጽ ምሉእ ሓበሬታ ንምርካብ፡ ኣብ jw.org/ti ኣቲኻ፡ “ኣብ መላእ ዓለም ክንደይ ዚኣኽሉ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣለዉ፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።

b ብምጥማቕ ናይ የሆዋ ምስክር ምእንቲ ኽትከውን እንታይ ስጕምትታት ክትወስድ ከም ዘሎካ ዚገልጽ ተወሳኺ ሓበሬታ እንተ ደሊኻ፡ ኣብ jw.org ኣቲኻ፡ “ናይ የሆዋ ምስክር ክኸውን ዝኽእል ብኸመይ እየ፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።

c ፈላሚ ዚብሃል ኣብ ወወርሒ እተወሰነ ሰዓታት ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ዚሰብኽ፡ ኣብነት ዚኸውን እተጠመቐ ናይ የሆዋ ምስክር እዩ።

d ተወሳኺ ሓበሬታ እንተ ደሊኻ፡ ኣብ jw.org ኣቲኻ፡ “መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።