ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
  1. 1. ስለምንታይ ኢና ‘ብብስራት ዘይንሓፍር’፧ (ሮሜ 1:16፣ 11:13)

  2. 2. ነቲ ብስራት ክንጣበቐሉ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ማቴ. 10:32፣ ሮሜ 10:9)

  3. 3. ኣብ ኣገልግሎት ውጽኢታውያን ዓየይቲ ዚገብረና እንታይ እዩ፧ (2 ጢሞ. 2:15)

  4. 4. ኣብነት ኦኔሲፎሮስ ክንስዕብ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (2 ጢሞ. 1:7, 8)

  5. 5. ኣብ ጐድኒ ኣምላኽ ምዃን ከም ዘየሕፍረና ብኸመይ ከነርኢ ንኽእል፧ (እብ. 10:39፣ 1 ጴጥ. 3:15፣ ዮሃ. 18:36፣ 1 ተሰ. 5:12, 13)

  6. 6. ‘ብየሆዋ ኽንምካሕ’ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (መዝ. 34:1, 2፣ 1 ቈረ. 1:31)

© 2024 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

CA-brpgm25-TI