ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

‘ብብስራት ኣይንሓፍርን ኢና’

‘ብብስራት ኣይንሓፍርን ኢና’

ሮሜ 1:​16

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:40 ሙዚቃ

  • 9:50 መዝሙር ቍ. 67ን ጸሎትን

  • 10:00 ‘ብብስራት ኣይንሓፍርን ኢና’—ስለምንታይ፧

  • 10:15 ነቲ ብስራት ተጣበቑሉ

  • 10:30 ‘ዜሕፍር ዘይብሎም ዓየይቲ’ ኹኑ

  • 10:55 መዝሙር ቍ. 73ን ምልክታታትን

  • 11:05 መንፈስ ሓይልን ፍቕርን ልብምናን ምርኣይ

  • 11:35 ጥምቀት፦ ወትሩ ‘ነቲ ብስራት ተገዛእቲ ኹኑ’

  • 12:05 መዝሙር ቍ. 75

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:20 ሙዚቃ

  • 1:30 መዝሙር ቍ. 77

  • 1:35 ተመክሮታት

  • 1:45 ጽማቝ ሓሳባት ግምቢ ዘብዐኛ

  • 2:15 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ኣይንሓፍርን ኢና

    • • ብስነ ምግባራዊ መለክዒታት ኣምላኽ

    • • ብመንግስቲ ኣምላኽ

    • • ብተወከልቲ ኣምላኽ

  • 3:00 መዝሙር ቍ. 40ን ምልክታታትን

  • 3:10 ‘ብየሆዋ ተመክሑ’

  • 3:55 መዝሙር ቍ. 7ን ጸሎትን