መጽሓፍ ቅዱስ ኢንተርነት
መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ኢንተርነት ኣንብብ ወይ ከኣ ብድምጺ እተቐድሐን ቋንቋ ምልክት ብቪድዮን ብናጻ ኣራግፍ። መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም ቅኑዕን ብቐሊሉ ኸተንብቦ እትኽእልን ዓይነት ትርጉም እዩ። ብምሉእ ወይ ብኸፊል ብልዕሊ 210 ቛንቋ ተሓቲሙ ኣሎ። ልዕሊ 240 ሚልዮን ቅዳሓት ከኣ ተዘርጊሑ ኣሎ።